Show/Hide

NOVEL CORONAVIRUS (COVID-19)

Information for Shoreline

ኣብዚ ከቢድ ግዘ እዚ፣ ንባዕልኹምን ቤተ ሰብኩምን ንምክንኻን ዘድልየኩም ሓገዝ ምርካብ ኣገዳሲ እዩ።  እዚ ናይ ሓገዝ መምርሒ ንዓኹም ክጠቕሙኹም ዝኽእሉ ኣገልግሎታት ንምርካብ ይሕግዘኩም። በዚ ዝዓቢ ዘሎ ቀውሲ ምኽንያት፣ ናይ ፕሮግራም ዝርዝራት ኩሉ ግዘ በበግዚኡ ይቀያየሩ ስለዘለዉ። ንብዙሓት ሓድሽ ሓበሬታታት ናይ ውልቀ ሰባት ድርጅታት ቼክ ግበሩ። ናይ ኮቪድ -19 ዌብሳይት እውን ኣብዚ ምርካብ ትኽእሉ shorelinewa.gov/covid። 
መንበሪ
ስራሕ ምስኣንን ዝተኸፈሎ ዝለቐቐን
መድሕን ጥዕና
ኣገልግሎታት
ናይ መግቢ ሓገዝ
ናይ ንግዲ ሓገዝ
ሆትላይን
ናይ COVID-19 ደወል ማእኸላት
ናይ ስደተኛ ኩነታት ዘይብሎም ስደተኛታትን ሰባትን